
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ
SBS
Radio: SBS Chill
Categorias: Noticias y política
Añadir a Mi Lista
Escuchar el último episodio:
ኣብ’ዞም ዝሓለፉ ሒደት ቅንያታት ኣብ ዝተፈላለዩ ክፋላት ዓለም ዝርከቡ ኤርትራውያንን ኤርትራዊ መበቆል ዘለዎም ዜጋታት ካልኦት ሃገራትን፣ መበል 32 ዓመት በዓል ነጻነት ኤርትራ ኣኽቢሮም። ካብ ውሽጢ ሃገር ጀሚሩ ክሳብ ርሑቕ፣ ውዱብ ብዝመስል ኣገባብ ብዝተፈላለዩ ባህላዊ ምርኢታት ከምዝተባዕሉ ዘርእዩ ቪድዮታት ኣብ ዝተፈላለዩ ማሕበራዊን ካልኦትን መድረኻት ተዘርጊሖም። ኣብ ገሊኡ ብዕቤቶም፣ ብድምቀቶምን በቶም ዝተሳተፍዎም ስነጥበባውያንን መዘራረቢ ኣርእስቲ ክፈጥሩ እንከለዉ ኣብ ገሊኡ ኸኣ ኣብ ማሕበራዊ መድረኻት ኣዝዮም ንጡፋት ዝኾኑ ኤርትራውያን፣ ምናልባት ክሳብ ዝተወሰነ እዋን ኣብ ደንበ ተቓውሞ ዝነበሩ፣ ነቲ በዓል ከብዕሉ ኢሎም ይኹን መርገጺኦም ብምቕያሮም፣ ኣብ’ቶም በዓላት ክሳተፉ ዝመረጹ ከዛርቡ ቀንዮም። እሞ ኸ ደኣ እዚ ናይ ሕጂ በዓላትን ኣበዓዕለኦምን ምስ’ቶም ናይ ቀደም ፍልልይ ኣለዎም ድዩ፧ ዝያዳ ብዝሒ ተሳተፍቲ ዝነበርዎም ወይ ደሚቖም መሲሎም ዝተራእይሉ ኩነታት ከ ገለ ምኽንያት ኣለዎ ድዩ፧
Episodios anteriores
-
4483 - ናይ'ዚ ዓመት በዓላት ነጻነት ካብ ናይ ቀደም ተፈልዮም ድዮም፧ ዝያዳ ዝተሳተፍዎም ወይ ደሚቖም ኮይኖም ዝተራእይሉ ኸ ምኽንያት ኣለዎም ድዩ፧ Mon, 29 May 2023
-
4482 - ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (29 ግንቦት 20223) Mon, 29 May 2023
-
4481 - ፕሪምየር ሊግ ተጠናቒቑ፣ ለስተር፣ ሊድስን ሳውዝሃምተንን ንታሕቲ ወሪደን፣ ኣሌክሳንደር ኢሳቕ ብ10 ሽቶታት ወቕቱ ዛዚሙ፣ በኣምላክ ተሰማ ግጥም ዋይዳድን ኣልሃልን ክዳንይ'ዩ Mon, 29 May 2023
-
4480 - መራሕቲ ኤርትራ ዝኣረገ ስርዓት ከብቅዕ ቃልሲ ከም ዘድሊ ገሊጾም። (ጸብጻብ) Mon, 29 May 2023
-
4479 - ፕረዚደንት ረሲፕ ጠይብ ኤርዶጋን ዝመርሖ ሰልፊ ፡ ኣብ ፕረዚደንታዊ ምርጫ ንቱርኪ ክመርሕ ተመሪጹ ። Mon, 29 May 2023
-
4478 - ካብቲ ዝመጻእናሉ ሃገር ዝሓሸ ስለዝረኸብና ንዝበጽሓና ኣድልዎ ንምንታይ ብጸጋ ንቕበሎ፧ ዝርርብ ምስ ዶ/ር ኣማኑኤል ኤልያስ Mon, 29 May 2023
-
4477 - ኣብ ኢንዶኖዥያ ጥራሕ ነፍሱ ንሓደ ገፋፊ ዓሳ ዝጎየየ ኣውስትራሊያዊ መንእሰይ፡ 25 ሽሕ ዶላር ከፊሉ ዕርቂ ፈጺሙ። (ዕለታዊ ዜና) Sat, 27 May 2023
-
4476 - ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (25 ግንቦት 2023) Thu, 25 May 2023
-
4475 - 24 ግንቦት መበል 32 ዓመት ሃገራዊ መዓልቲ ናጽነት ኤርትራ ኣብ ኣስመራ ተጸምቢሉ። Thu, 25 May 2023
-
4474 - ቴክኖሎጂ ብሉቱዝ፡ እግሩ ዝለመሰ ሰብ ደው ክብል ክኸይድን ዓቐብ ክድይብን ኣኽኢሉ። Thu, 25 May 2023
-
4473 - “ጃንዳ ዋሽንግተን ንመንግስቲ ኤርትራ ንምንጻል ቅሉዕ ኲናት ከፊቱ ከምዘሎ ሓድሽ ሰነድ ኣመሪካ ነፍሰ ገላጺ እዩ።” ፕረ/ኢሳያስ ኣፈወርቂ Thu, 25 May 2023
-
4472 - ገዛ ኽራይ ምርካብ; ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ Thu, 25 May 2023
-
4471 - "ንኹሉ ሰብ ኣብ ማእሰርቲ እንተኣእቲኻዮ ሰላም'ዩ ዝኸውን።" ሳልሕ ጋዲ ጆሃር Wed, 24 May 2023
-
4470 - ናትናኤል ተስፋጽዮን ብምኽንያት ጉንፋዕ ካብ ዙር ኢጣልያ ኣቋሪጹ፣ ማንቸስተር ሲቲ ኩዕሶ ከይቀልዐት ሻምፒዮን ኮይና፣ ጸሃይ ገመቹ ኣብ ህንዲ ተዓዊታ Tue, 23 May 2023
-
4469 - ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (22 ግንቦት 2023) Mon, 22 May 2023
-
4468 - መበል 32 ዓመት ናጽነት ኤርትራ፣ ኣብ ውሽጥን ወጻኢን ብዝርከቡ ኤርትራውያን ይጽንበል ኣሎ። (ጸብጻብ) Mon, 22 May 2023
-
4467 - ንራሻ ዘግለለ ዋዕላ ሓያላት ሃገራት ኣብ ሀሮሺማ ጃፓን፡ "ንጫይና ከይረሓቕካ፡ ሓደጋታታ ምክልኻል" Sun, 21 May 2023
-
4466 - “ኤርትራ፡ ቀዋሚ ናይ ወጻኢ ፖሊሲ ሃልይዋ ኣይፈልጥን፡ እዚ ምስ ቻይና ዝግበር ዘሎ’ውን ከምኡ እዩ።” ሳልሕ ጋዲ ጆሃር Fri, 19 May 2023
-
4465 - ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ ፖድካስት (18 ግንቦት 2023) Thu, 18 May 2023
-
4464 - 13 ሆስፒታላት ትግራይ ሓገዝ ናውቲ ሕክምናን ኣፋውስን ከምዝረኸባ ተሓቢሩ። Thu, 18 May 2023
-
4463 - "ዓለም ገጢምዋ ዘሎ ብድሆ ንምፍታሕ ቻይናዊ መፍትሒ ዝነኣድ'ዩ።" ፕረ/ኢሳያስ Thu, 18 May 2023
-
4462 - “ኣብ ሃገር’ከሎ መንፈሱ ዝወጸ ሰብ ኣሎ፡ ንሕና’ኸኣ ኣካልና ካብ ሃገር ወጺኡ መንፈስና ግና ኣብ ሃገርና’ዩ ዘሎ።” ቶፊቕ ቑስምላህ Thu, 18 May 2023
-
4461 - 2022 ናይ ሞት ፍርዲ ብብዝሒ ዝተራእያ ዓመት Wed, 17 May 2023
-
4460 - #37 Talking about struggles (Med) - ቋንቋ እንግሊዝኛ ምስ SBS ንመሃር፡ ብዛዕባ ኣብ ጸገም ዝኣተዉ ሰባት ምስ ሓገዝቶም ብኸመይ ብቛንቋ እንግሊዝኛ ምዝርራብ Wed, 17 May 2023
-
4459 - ሓልዮት ን ኣለይቲ፡ ኣብ ኣውስትራሊያ ን ኣለይቲ ዝወሃቡ ኣገልግሎታት ብኸመይ ይርከቡ፧ Wed, 17 May 2023
-
4458 - ቐጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ ፖድካስት (15 ግንቦት 2023) Mon, 15 May 2023
-
4457 - ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ ብሙምላቕን ደቂጋንትኦም ብምስሓብን ኣብ ጂሮ ብቕዓቶም የመስክሩ፣ ሕብረት ቅድድም ብሽግለታ ተቐዳደምቲ ብሄሊኮፕተር ምግዕዓዝ ዘይርትዓዊ'ዩ ይብል፣ Mon, 15 May 2023
-
4456 - ፕረዚደንት ኤርትራ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ኣብ ቻይና ዑደት የካይድ ኣሎ። Mon, 15 May 2023
-
4455 - ዕላል ስነ ጽሑፍ ምስ ስነ ጥበበኛ ቶፊቕ ቑስሙላህ። Sun, 14 May 2023
-
4454 - ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (11 ግንቦት 2023) Thu, 11 May 2023
-
4453 - ንማሕበረሰባትና ዝጸልዉ ትሕዝትኦታት ፈደራል ባጀት ኣየኖት'ዮም፧ ተረባሕቲ ዲና ተጎዲእና፧ መብርሂ ካብ ኣቶ ከነዲ ገብረየሱስ Thu, 11 May 2023
-
4452 - መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ክልተ ግንባራት መጥቃዕቲ ከፊቱ ክብል ሰራዊት ናጽነት ኦሮሞ ከሲሱ። Thu, 11 May 2023
-
4451 - ኣብ በጀት ኣውስትራልያ 2023 ማሕበረሰባትና ተዘኪረን ዶ፧ Wed, 10 May 2023
-
4450 - ኣብ ማሕበረሰባት ስደተኛታት ስድራቤታዊ ዓመጽ ብምንታይ ክከላኸል ይከኣል? Wed, 10 May 2023
-
4449 - ናፖሊ ድሕሪ ማራዶና ንፈለማ ግዜ ሻምፒዮን ሴረ ኣ ኮይና፣ ቅድድም ብሽግለታ ጂሮ ዲ'ኢታልያ ተጀሚሩ፣ ኣብ ማራቶን ፕራግ ወርቅነሽ ኢደሳ ተዓዊታ Mon, 08 May 2023
-
4448 - ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (08 ግንቦት 2023) Mon, 08 May 2023
-
4447 - ካብ ሱዳን ናብ ኢትዮጵያ ክሰግሩ ዝፈተኑ ኤርትራውያን ከም ዝተኸልከሉ ገሊጾም። Mon, 08 May 2023
-
4446 - ኣብ ምእላይ ኣረጋውያን ዝሰርሑ ሰባት ደሞዞም ክውስኽ'ዩ (ትጽቢት ካብ በጀት 2023) Sat, 06 May 2023
-
4445 - "ንሓድነትና ክዘርጉ መጺኦም" ብምባል ኣብ ኣውስትራሊያ ዘለዉ ማሕበረሰብ ንካብ ኤርትራ ዝተላእኩ ጳጳስ ተቓዉሞኦም ብሰልፊ ገሊጾም። Sat, 06 May 2023
-
4444 - "ናጽነት ናይ ሓሳብ ከም ዝናብ እንተዘኒቡ ገለ ሰባት ጽላል ሒዞም ከይዛወሩ ኢኻ ትፈርሕ።" ጋዜጠኛ ኻልድ ዓብዱ Fri, 05 May 2023
-
4443 - ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ ፖድካስት (05 ግንቦት 2023) Fri, 05 May 2023
-
4442 - ኣሜሪካ 'ምሉእ ትግባረ ስምምዕ ፕሪቶርያ ዕቱብ ምክትታል ከም ዘድልዮ ገሊፃ። Thu, 04 May 2023
-
4441 - #36 Buying a house (Adv) - ቋንቋ እንግሊዝ ንመሃር፡ ገዛ ኣብ ንገዝኣሉ እዋን ንገብሮ ዝርርብ Wed, 03 May 2023
-
4440 - ወጻእተኛታት ካብ ሱዳን ይሃድሙ፡ ተዋጋእቲ ንሰሙን ዝጸንሕ ስምምዕ ምቁራጽ ተዂሲ ይፍርሙ። Wed, 03 May 2023
-
4439 - ምስ ጎረቤት ዘይምስምማዕ ምስ ዝፍጠር ብኸመይ ይፍታሕ፧ ምንባር ኣብ ኣውስትራልያ Wed, 03 May 2023
-
4438 - ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ ፖድካስት (01 ግንቦት 2023) Mon, 01 May 2023
-
4437 - መንግስቲ ኢትዮጵያ ብገበን ራዕዲ ካብ ዝጠርጠሮም ሰባት ነቶም 47 ከም ዝኣሰረን ንካልኦት ይሃድን ከም ዘሎን ኣፍሊጡ። Mon, 01 May 2023
-
4436 - መርሃዊ ቅዱስን ናትናኤል ተስፋጽዮንን ኣብ ጂሮ ክሳተፉ'ዮም፣ ሽዋየ ኣብ ቤልፋስት ማራቶን ተዓዊታ፣ ኬንያ፣ ኡጋንዳን ታንዛንያን ኣፍኮን2027 ብሓባር ከአንግዳ ሓቲተን፣ Mon, 01 May 2023
-
4435 - ህዝቢ ካብ ሱዳን ምውጻእ ቀጺሉ፡ እቲ ግጭት ነቲ ዞባ ከረኻኽበሉ’ዩ ተባሂሉ። Sun, 30 Apr 2023
-
4434 - ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ ፕኦድካስት (27 ሚያዚያ 2023) Thu, 27 Apr 2023
Mostrar más episodios
5